ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርትክልቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓሉን ዘይውዓሉን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ በዙይ መሰረት እዞም ንብረታት ንምዕዳግ ድልየትን ዓቕሚን ዘለኩም ነጋዶ ብመሰረት ዝወፀ ጨረታ ሶነድ ገዚእኹም ምዕዳግ ከም ትኽእሉ እናፍለጥና ዝርዝር ንብረት ከም ዝስዕብ ብሰንጠረዥ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ዘውገድ ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ነፀላ ዋጋ ምስ ቫቱመብርሂ
1.ዘይቲ ኦሜላ 320 (Carter EP 320)ሊትር624
2.ዘይቲ ኦሜላ 220 (Carter EP 220)ሊትር823
3.ምስማር 3 ቁፅሪኪ.ግ285
4.ናይ ብላክቦርድ ቀለምኪ.ግ75
5.ኮላኪ.ግ330
6.ሞርጋኔት( ብጫ ፓውደር)ኪ.ግ146
7.ኢምፕግረኔሽን ጥቅልል ወረቀት Me 57054 code 1ኪ.ግ3335
8.ኢምፕግረኔሽን ጥቅልል ወረቀት | Me 57464 code 2ኪ.ግ3006
9.ኢምፕግረኔሽን ጥቅልል ወረቀት Mc 57047 code 6ኪ.ግ4906
10ኢምፕረኔሽን ጥቅልል ወረቀት code 7ኪ.ግ3386
11ናይ ሲኖ መኪና ስፖንዳቁፅሪ05
12ዝተፈላሉዩ ቁርፅራፅ ብረታብረትኪግልፅሊ 1000
13ዝተፈለለዩ ቤልት ኮንቨረት ሰከንድኪግ1000
14ስኪርው ኮንቨየር ልዕሊ 3 ሜትሮቁፅሪ01
15ነዳዲ መጣረቀሚ 15,000 ሊትር ዝሕዝቁፅሪ01
16ነዳዲ መጣራቀሚ 1000 ሊትር ዝሕዝቁፅሪ01
7ሲቴንለሰ ሰቲል ታንከር 7000ሊትር ዝሕዝ ዲያሜትር 2200ሚ.ሜ ንውሓት 2000ሚ.ሜቁፅሪ02
18ኣልሚኔም ላሜራ በዓል 20*1000*2000ቁፅሪ02
19RHS DOOR(ሰሪ ተዓፃፊ 1000*2000ሚ.ሜቁፅሪ05
20ናይ ቢሮ ኮንቲኔራትቁፅሪ02
21ፎርክሊፍት ትዮታ 6130 kg model Asf635-30317ቁፅሪ02
22ፎርክሊፍት ሃይትሱ model cpcd50 s.no 181533-chassis no 08-86 closed hight 3600 max lifting 5000mm-Rated capacity 4600kkቁፅሪ01
23ብሬኪትንግ ማሽን (ናይ ከሰል ማሽን)ቁፅሪ01
24ሃይልኩስ ትዮታ ቦዲን ካልኦት አቅሑትቁፅሪ01
25ሞተር ሳይክል ዘገልገላቁፅሪ01

ዝርዝር ዝውገዱ ንብረታት/ችፑድ/

ተ.ቑዝርዝር ዘውገድ ንብረትመጠንመለክዒበዝሒመብርሂሓደ ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫትናይ ጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት
1Row board 8 mm40*80pcs1997with chamfer & groove
2Row board 8 mm40*80PCs1422no chamfer & groove
3Row board 8 mm50*244Pcs200To 40 * 80
4Row board 8 mmG-BPcs396To 60 * 120
5Row board 8 mm120*244Pcs246To 60 * 120
6Row board 8 mm40*60Pcs6271527 PCS FULLBOARD
7Row board 8 mm54*244Pcs2800900 PCSFULL BOARD
8Row board 8 mm60*80Pcs355
9Row board 8 mm60 120Pcs600
10Row board 13 mmG-APcs105
11Row board 13 mmG-BPcs1993
12Row board 13 mmG-A(90 190Pcs781
13Row board 13 mm.G-B(89-190Pcs3419
14Row board 13 mmG-B(90-244)PCs42
15Row board 13 mm54 * 90Pcs866
16Row board 13 mm54*120Pcs1446
17Row board 13 mm25 * 190Pcs4886
18Row board 13 mm90 * 190Pcs340
19Row board 13 mm60*120Pcs192
20Row board 13 mm90*190Pcs370To Bed Size
21Row board 13 mm25 * 244Pcs2500
22Row board 13 mm54 * 244pcs10
23Row board 13 mm54 115pcs127
24Row beard 16 miriG-Bpcs32
25Row board 18 mmG-Bpcs819
26Row board 18 mm.G-A (90*190)pcs42


ዝርዝር መግለፂ እቲ ጭረታ

1. ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ድልየት ዘለኩም ነጋዶ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ማይጨው ዋና ቢሮ ብምቕራብ ዘይምለስ ብር 100 እናኸፈልኩም እዚ ናይ ረታ ሰነድ ምግዛእ ከም ትኽእሉ ንሕብር

2. ተጫረቲ እቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ብኣግባቡ ብምርኣይ ዝተሓደሰን ሕጋዊን ንግዲ ፍቓዶም ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

3. ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱዎ ንብረት 2/2 ሚኢታዊ/ ናይቲ ቕላላ ዋጋ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ድማ ዝተረጋገፀ CPO ከቕርቡ ኣለዎም

4. ተጫረቲ ናይ ዝተረቱዎ ነብረት ዝርዝር ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ብምትሓዝ ክሳብ 11/11/2017 ዓ.ም ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ማይጨው ፓርቲክል ቦርድ ዋና ቢሮ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን የቕርቡ

5. ተጫረቲ እቲ ጨረታ ምስ ስዓሩ ብምኽፋል ንብረቶም ኣብ ዉሽጢ ናይቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ጠቕላላ ዋጋ ኣብ 5 ማዕልቲ ዉሽጢ 5 ማዕልቲ ኣልዒሎም ክውድኡ ኣለዎም

6. ተጫረቲ ነቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ኣልዒሎም ክሳብ ዝውድኡ ናይቲ ዝስዓሩዎ ንብረት 10% ካብቲ ጠቕላላ ዋጋ ናይ ዉሕስና መተጋገፂ/Performance bond/ ከትሕዙ ኣለዎም

7. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ወይ ኣብ ዘይተረኸቡሉ ኣብ ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ልክዕ ስዓት 9፡00 ድሕሪ ቐትሪ ይኽፈት

8. ተጫረቲ እቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣልዒሎም ናይ ምውሳድ ግዴታ ኣለዎም

9. ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹብ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10. ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ዝኾነ ሓበሬታ እንትደልዩ እዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ናይ ስልኪ ኣድራሻታት ክጥቀሙ ይኽእሉ እዮም

ኣድራሻ

✓ ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር

✓0914301759/ 0914014523/ 0914166815/0914099997/