1 ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ከማለእዎ ዝግብአኩም ረቆሒታት አማላኢኩመ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ነፍልጥ
1 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ሕጋዊን ተዛማድን ንግዲ ፍቃድ : ቲን ወይድማ ቁፅፅሪ መለለይ : ቫት ተመዝግብቲ መረዳእታት ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ክተታሕሕዙ ይግብእ
2 ተጫረቲ እንትነኣሰ ሐደ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ክኮኑ ይግብእ
3 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 8/11/2017 ኩሉ ግዝ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር እናከፈሉ ኮንትራትን ዶዛይንን ክፍልና ክወስዱ ይክእል
4 ተጫረቲ ዝወዳደሩ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ብዝተዓሐገ አነቨሎፕ ወድማ ፖስታ ነንበይኑ በዘይ ስርዝ ድልዝ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝተቀመጠ መሊእኩም ፊሪምኩም ማህተም ገይርኩም ክሳብ ዕለት 8/11/2017 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ላጢ ኣብ ዝርክብ ቤት ፅሕፈትና ክትቀርቡ እትክእሉ
5 እቲ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ትካልና መኣከቢ ኣዳራሽ ሰዓት 4:30 ዝክፈት ኮይኑ ተጫረቲ ዝተረከበ ይኩን ዘይተረከበ ተጫራቲ በቲ ዉፅኢት ተገዛኢ ይከዉን
5 እቲ ፋይናሽል ወይድማ ዋጋ ድማ ቴክኒካል ዘማልኡ ጥራሕ ንዕለት 11/11/2017 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከብሪ ብስፒኦ ብር 100000 /ሚኢቲ ሽሕ/ ብር ቅድሚ ጨረታ ምክፍቱ ከቅርቡ ይግባእ
7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፍለ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0925433509