Sur Construction PLC

ምልክታ ጨረታ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት ውን ናይ ሲኖትራክ ማርቸሊዝ ሊሳን ቲዮታ ክረሸሪን ካማዝን ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ ብመሰረት አዚ ክትዖድጉ ተድልዩ ዝደለኩምኩዎ ዓይነት ብዝሕን ብውልቀን ይኩን ብትካል ግዘ ገደብ ኣብ ዘይብሉ አዋን ኩሉ ጊዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት አናመፃአኩምን ክትር አዩን ትካል ብዝወሰኖ ዋጋ ክትዖድጉ ከምትክአሉ ክገልፅ ይፎቱ