ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. መለለዩ ንግዲ (in Number) ምሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

3. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

4. ጨረታ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ራቁዓይነትበዝሒ
1ናይ ኣባልነት ቅብሊት200