1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣል ምካኑ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተወዳዳራይ ክታምን ኣድራሻን ክገብር አለዎ
2 በዚ መሰረት ዝዉገድ ንብረት ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ መከበሪ ማለት እዉን ስፒኦ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 6700 ብር ከትሕዝ ዝክእል
4 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 23/10/2017 ዓም ክሳብ 7/11/2017 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉ 8/11/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብመጎዓዝያ ክወስድ ዝክእለ
6 እቲ ቤት ፍርዲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420