ፕሮፎርማ ምልክታ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፑተር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኮምፑተር ማውዝ | ባዓል ገመድ | ቑዕሪ | 05 | ||
| 2 | ኮምፑተር ማውዝ | ገመድ ዘይብሉ Wiress/ ንእሽተይ ሳይዝ | ቑፅሪ | 10 | ||
| ጠቕላላ ድምር | ||||||
መምርሒ
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
3. ቲን ነምበር ዘለዎም
4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/17 ዓ/ም
5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
6. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 26/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
8. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
9. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::