ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መለለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37108/36538 | 1 | ማይካ 1 ደረጃ | 15cm 30cm | Pcs | 60 | ስራሕን ሓላፍነትን ቁፅርን ዝገልፅ | ||
| 2 | ባነር | 5.7m 5.2m | Pcs | 4 | ሪፍሌክተር ምስ መለጠፊኡ | |||
| 3 | ቴብል ሳይን | 12Cm 30cm | Pcs | 100 | ስም ዝኣቱ ዝወፅእን ብእንግሬቭ ዘተሰርሐ 10cm ንድሕሪት ዝዕፀፍ | |||
| 4 | ላይት ቦርድ (light board ) | 2m*1m | Pcs | 1 | Box 3DLED light |
መብርሂ
_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ሻትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብኑፁር ክቅመጥ ኣለዎ።
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 19/10/2017-23/10/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:ዐዐ እዩ ።
_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት23 /10/2017 ሰዓት 9:ዐዐ ይኸዉን ፡፡
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።