ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ 2 ጊዜ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልልትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕላ ካብ UPA ዝተረኽበ ባጀት mini Laptop ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደን ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽከም ኣብ ባድና ናብ ዘሎ ሳለን ጨረታ ንክትእትጢ ንዕድም ።

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብር
1በቲ ስፐስፊኬሽን ቀሪቡ ዘሎ መሰረት ተመሊኡ ይቀርብMini laptopቁፅሪ01


መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት19/10/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/10/2017ዓ/ም

• ብተመሳሳሊ ዕለት23/10/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ

• ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል

• ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

• ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

• ሽምን ፊርማን መቅረባይ