ፕሮፎርማ
ናብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘገልገለ ወረቃቅቲ ብኪሎ ክትሸጥ ሰለዝደለየት።
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 9/10/2017 ዓ/ም -23/10/2017 ዓ/ም ይከውን::
2. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 23/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
3. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ኪሎ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ግልጋሎት ዝወዓለ ወረቐት | ኪሎ | ምስተመዘነ ዝፍለጥ |