ምስ ፕር/ቓዕሪ 0 5 /07/2017
ዕለት: 17/10/2017 ዓ/ም
ምልከታ ፕሮፎርማ ጨረታ
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ከ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደገት ከፍፅም ይደሊ::በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡
| ተቑ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ/መፍለይ ቑፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኮምፒዩተር ወረቐት BÖግራም | 210 297mm 1 R2X Certified | ደስታ | 120 | ||
| 2 | እንዳ 1 ደረጃ | 2024/2025 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 5 | ||
| 3 | ማእኸላይ ማስታወሻ 1 ደረጃ | 177.80X228.6mm 60gsm 70sheets | ቁፅሪ | 50 | ||
| 4 | ኣቃፊ በዓል ብረት | 1KZX | ቁፅሪ | 100 | ||
| 5 | ኡታ 1 ደረጃ | 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 50 | ||
| 6 | ፍለሽ 1 ደረጃ | 32GB ሳንድ ዲስክ | ቁፅሪ | 15 | ||
| 7 | ለ ጉባኤ መዝገብ | ማእኸላይ 1 ደረጃ | 466 | 5 | ||
| 8 | ማርከር ኣርት ላይን | 1 ደረጃ | ፓኬት | 5 | ||
| 9 | chc XP 1' XIX | ፅሬቱ ዝሓለወ | ፓኬት | 2 | ||
| 10 | ላፕቶፕ ቦርሳ ሌዘር ተሓባሊ | ንፁህ ቆርበት በዓል ክልተ መቐመጢ | ቁፅሪ | 2 | ||
| 11 | ፕሪንተር ቀለም 80A 1 ደረጃ | 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 10 | ||
| 12 | ፕሪንተር ቀለም 264 1 ደረጃ | 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 3 | ||
| 13 | ፕሪንተር ቀለም ከ-1160 1 | 1 ደረጃ | ቁፅሪ | 3 |
ከማዕኡ ዝግበኦም ረቋሕታት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰንገዲ ፍቓድ ፣ቲን-ናምበር ፡ መቅራባይነትን ዘለኩም መረዳአታ ፎቶ-ኮፒ ክተቕርቡ ትኽአስ
2. ተጫረቲ ካብ ዕስት 17-19/10/2017 ዓ/ም 2-ፎቅ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 15 ክሳብ ስዓት 4:30 ኣብ ዘስ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ከትገብሩ ትኽእሉ።
3. አቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 19/10/2017 ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡30 ይከፈት
4. ሰዓሪይ ዝኾነ ትካል _ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሱም ትራንስፖርት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
5. ክፍሊት ዝፍፀም ንብረት ኣታዊ ምስ ኮከነ እየ ኣድራሻ፣ ከተማ መቐስ ቀበሴ 17 ድሕሪ ማረት ኣስፈሀት ህንባ ሶሱዳ ኮሊድ ዝነበረ ንተወሳኺ ሓበረታ ቁፅሪ 0914169568 /0983536588 ደዊስካ ምሕታት ይካጓስ እዩ፡፡