አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ምስ ፕር/ቓዕሪ 0 5 /07/2017

ዕለት: 17/10/2017 ዓ/ም

ምልከታ ፕሮፎርማ ጨረታ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ከ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደገት ከፍፅም ይደሊ::በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተቑዝርዝር ንብረትመግለፂ/መፍለይ ቑፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ኮምፒዩተር ወረቐት BÖግራም210 297mm 1 R2X Certifiedደስታ120
2እንዳ 1 ደረጃ2024/2025 1 ደረጃቁፅሪ5
3ማእኸላይ ማስታወሻ 1 ደረጃ177.80X228.6mm 60gsm 70sheetsቁፅሪ50
4ኣቃፊ በዓል ብረት1KZXቁፅሪ100
5ኡታ 1 ደረጃ1 ደረጃቁፅሪ50
6ፍለሽ 1 ደረጃ32GB ሳንድ ዲስክቁፅሪ15
7ለ ጉባኤ መዝገብማእኸላይ 1 ደረጃ4665
8ማርከር ኣርት ላይን1 ደረጃፓኬት5
9chc XP 1' XIXፅሬቱ ዝሓለወፓኬት2
10ላፕቶፕ ቦርሳ ሌዘር ተሓባሊንፁህ ቆርበት በዓል ክልተ መቐመጢቁፅሪ2
11ፕሪንተር ቀለም 80A 1 ደረጃ1 ደረጃቁፅሪ10
12ፕሪንተር ቀለም 264 1 ደረጃ1 ደረጃቁፅሪ3
13ፕሪንተር ቀለም ከ-1160 11 ደረጃቁፅሪ3

ከማዕኡ ዝግበኦም ረቋሕታት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰንገዲ ፍቓድ ፣ቲን-ናምበር ፡ መቅራባይነትን ዘለኩም መረዳአታ ፎቶ-ኮፒ ክተቕርቡ ትኽአስ

2. ተጫረቲ ካብ ዕስት 17-19/10/2017 ዓ/ም 2-ፎቅ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 15 ክሳብ ስዓት 4:30 ኣብ ዘስ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ከትገብሩ ትኽእሉ።

3. አቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 19/10/2017 ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡30 ይከፈት

4. ሰዓሪይ ዝኾነ ትካል _ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሱም ትራንስፖርት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

5. ክፍሊት ዝፍፀም ንብረት ኣታዊ ምስ ኮከነ እየ ኣድራሻ፣ ከተማ መቐስ ቀበሴ 17 ድሕሪ ማረት ኣስፈሀት ህንባ ሶሱዳ ኮሊድ ዝነበረ ንተወሳኺ ሓበረታ ቁፅሪ 0914169568 /0983536588 ደዊስካ ምሕታት ይካጓስ እዩ፡፡