ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/11/2017 ክሰብ ዕለት 30/4/2018 ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ
| ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ጠ/ላ ናይቲ ዝሕረስ መሬን ተኽልታትን ዋጋ ክራይ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህቡ ቀዋሚ ተኽልታትን | ሄክታር | 04 | |||
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ናይ ነባራይነት መለለዪ መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል
2/ ተወዳደርቲ ንጨረታ መኽበሪ ዝኸዉን መኽበሪ ጨረታ 2000ብር/ክልተ ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም 3/እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 17/10/2017ዓ/ም ክሳብ 24/10/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኽፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
4/ ተወዳደርቲ እቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ካብ ውዕል ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ታሕሳስ 2018ዓ/ም ጥራሕ ዝጥቀሙ ምዃኖም ተረዲኦም ናብቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ዒላላ ከይዶም ብኣካል ብምርኣይ ናይ ጠቕላላ ክራይ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም
5/ ተጫሪቱ ዝሰዓረ እቲ ቀዋሚ ተኽልታት ፍረዝህብ ብጥንቃቐ ክሕዞን ክከናኾኖን ይግባእ
6/ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኾይኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤት ህንፀት መቐለ ኣካዉንቲ ኣታዊ ይገብር ብእዋኑ ኣታዊ ዘይገበረ ግን መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝ ኣታዊ ተገይሩ መስራቤት ከሊእ መማረፂ ክወስድ እዩ
7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
8/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤት ህንፀት መቐለ