በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ዕለት 17/10/2017

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 21

ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋንኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈለ ዕለት 17/10/2017 ክሳብ ዕለት 19/10/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት እብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሰ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁዕሬመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርኡ ብርጅስቶን235/65 R17ብቁፅሪ04

ናይ ፕሮፎርማ መቅረበ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875