ዕለት 15/10/2017 ኣፈ/መ -ቁፅሪ 32696
ምልክታ ጨረታ
ኣፈ/ከሳሲ፦ ኣይተ ኣርአያ ገ/መድህን ኣባይ
ኣፈ/ተከሰስቲ፦
- ኣይተ ለገሰ ኣቡየ ዓሊ
- ወ/ሮ ስንዳዮ መረሳ ገ/ሂወት
- ኣይተ ተከተል ኣቡየ ዓሊ
ኣብ መንጎ ዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አመልኪቱ ብሽም ኣፈፃፀም ተከሰስቲ ዝፍለጥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ መዋሰኒኡ፦
| -ብምብራቅ ---ዘቢደሩ ገ/ኪሮስ | - ብምዕራብ --- ተስፋይ ደሳለኝ |
| -ብሰሜን -- ገረብ | -ብደቡብ ---መንገዲ |
ዝዋሰን ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተደለየ ከጫረት ዝደሊ ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት 16/11/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3:00-6:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ቦታ ቐሪቡ ክጫረት ዝክእል ምዃኑ ጨረታ ዝስዓረ 25% ከትሕዝ ዝክእልን እቲ ዝተረፈ ድማ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ጠቕሊሉ ዝኸፈል ሙዃኑ ነዚ ሽም መዛወሪ ንመንግስቲ ዝኸፈል ወፃኢታት እውን ብጨረታ ሰዓራይ ዝሽፈን ምዃኑ ፈሊጥኩም ናይ ጨረታ ተሳተፍቲ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ቦታ ዕለቱን ስዓቱን ተረኺብኩም ንክትጫረቱ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።
0914 70 63 99