ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሕ : ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
መምርሒ ተጫረቲ/ተወዳደርቲ
➢ ተወዳደርቲ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን/IIN Noን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ
➢ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል
➢ በቲ ዋጋ መቅረቢ ብዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 17/10/2017 ዓ/ም እስካብ 19/10/2017
ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ኣቅሓ/ግልጋሎት /በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ
እቲ ኮለጅ ዘቐመጦም ረቋሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ወድድር ወፃኢ ንገብር ምኳንና ኣጥቢቐና ነተሓሳስብ
➢ ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን
➢ ካብቲ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ባዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን ኮለጅና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ኣድራሻና፦ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ጥቓ እንዳጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ 03-44-40-87-55 ይደውሉ።