ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

3 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 18/10/2017 -27/10/2017 ዓ/ም ይከውን::

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 27/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 5 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

ተ.ቁመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ ደቡብ)ቁፅሪ2775
2ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ደ/ምብራቅ)ቁፅሪ1700
3ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ መቐለ)ቁፅሪ1100
4ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ ምብራቅ)ቁፅሪ2460
5ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ ማእኸል)ቁፅሪ4500
6ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ ሰ/ምዕራብ)ቁፅሪ2500
7ናይ ጣቢያ ኣታዊ ቅብሊት(ዞባ ምዕራብ)ቁፅሪ350
8ካበ ጣቢያ ንወረዳቁፅሪ595