ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደ

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ

3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም -19/10/2017 ዓ/ም ይከውን::

4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 19/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኦይል ፊልተርቁፅሪ0115600-41010
2ፊውል ፊልተርቁፅሪ0123390-0L041
3በልብ ሄድ ላንፕቁፅሪ0290981-13058
4ኣንፑል ተሰኪቁፅሪ0212V-5W
5ኦልተርኔት ኣሰይቁፅሪ0127060-54360
6ዘይቲ ሞተርጋሎን04ቶታል በዓል 5ተ ሊትሮ
7ዘይቲ መሪሊትር01ቶታለ
8ዘይቲ ፍሬንሊትር01ቶታል