ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየ እቲ ዝስዕብ መስፈርቲ እተማልኡ ዉልቀ-ሰባት ይኹን ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዘይተቆረፀ ባህርዛፍ | ብቁፅሪ | 600 |
9. ጨረታ ዝወፀሉን ዕለት ካብ 16/10/2017ዓ.ም ክሳብ 20/10/2017 ዓ.ም ምኻኑ
10. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 /ሚኢቲ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ 2 ሰነድ ክትወስዱ ትኸእሉ/ላ ምዃንኹም ንገልፅ
11. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/10/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮያ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::
12. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ብር 15,000 (ዓሰረተ ሓሙሽተ ሽሕ ) ክተትሕዙ ኣለኩም::
13. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን::
14. ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
15. ሰዓራይ ምዃኖም ምስተረጋገፀ ዉሽጢ 10† መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ሰባት ቆሪፆም ከምኡእዉን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናይ ምልዓል ግዴታ ኣለዎም::
16. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 16/10/2017ዓ.ም ክሳብ 20/10/2017 ዓ.ም ንተወሳኺ ሓበሬታ (0914727888) ::