ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ኦይል ፊልተር90915-30002ቁፅሪ03
2ፊውል ፊልተር23390-51070ቁፅሪ03
3ፓድ ኪት04465-YZZF6ሴት03
4ሹ ኪት04495-60070ሴት03
5ኣውተር ቢሪንግ90080-36067ቁፅሪ12
6ኢነር ቢሪንግ90080-36064ቁፅሪ12
7ግሪስ ሲል90311-62001ቁፅሪ12
8ሲል ኦይል ቅድሚት90310-35010ቁፅሪ06
9ሲል ኦይል ድሕሪት90310-36003ቁፅሪ06
10እጅ ፍሬን ኬብል No 146410-60B40ቁፅሪ02
11ሃንድ ፓምፕ23380-17531ቁፅሪ01


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ