ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጉሎ መከዳ

1 ናይ ተጫረቲ ሸም ኣድራሻ ፊርማ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ አለዎም

2 መከበሪ ጨረታ ብር 20000 ብኣድራሻ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጎሎ መከዳ ክፃሐፍ አለዎ

3 ተጫረቲ ጨረታ ምስዓሮም ምስተነገሮም ዝሰዓርዎ ንብረት ወይ ፀፀር ንከልዕሉ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብናይ ኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዝረጋግፅዎ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጎሎ መከዳ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ከቅርብ ዝክእል

4 ተወደሰደርቲ ብምምርሒ ዕደጋ ካብ ዝተገመት ዋጋ ንላዕሊ ዝመለ ወይ ዝኣተወ ሰዓራይ ይከዉን

5 ተጫረቲ ብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጎሎ መከዳ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 15 መዓልቲ ምዉሳድ ይክእሉ እዩም

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብእስክሪቢቶ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ግልፂ ብዝኮነን ከቅምጡ ዘለዎም ኮይኑ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ድማ ፊርማ ተጫረቲ ኣብቲ ቅድሚት ዝተደምሰሰ ክቅመጥ አለዎ

7 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዕለት 20/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937037779