ምልክታ ጨረታ
ኦዞን መሕብሕብን ኣፀደ ህፃናትን ካብዚ ንታሕቲ ኣብቲ ኣፀደ ህፃናት ዝስኣለ ስእልታ ኣጫሪቱ ንምስራሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ኣለው
1/ ዝተፈላለዩ ናይ ባንቡለታት ስእሊታት/ Kids Movie Pictures /
➢ ኣይስ ኤጅ
➢ ኩንጉፋ ፓንዳ
➢ ቶሚ ጄሪ
➢ ማዳጋ ስካር
➢ ዛ ኣዮን ኪንግ
2/ እንስሳት ዘገዳምን እንሰሳት ዘቤትን ስእልታት ምስ እንግሊዝኛን ትግርኛን ትርጉሞምን/ኣድጊ በረኻ ኣንበሳ፤ ድሙ፤ ከልቢ፤ ኣዕዋፍ፤ በጊዕ፤ ጤል፤ ብዕራይ፤ ፈረስ ወዘተ/
3/ መልክኣ ተፈጥሮ /ገፀ መሬት፤ባሕሪ፤ዕንባባታት፤ኣትኸልትታት/ Land scape, Sea scape, trees & flowers
4/ ፌደላት እንግሊዝኛን /ብካፒታል ለተርን ስሞል ርን/ ትግርኛን/Alphabet/
5/ Coloring Picture dictionary art kids
6/ ናይ ኩለን ኣፍሪካ ሃገራትን ምስ ባንዴረን ንበይና ድማ ናይ ትግራይ ካርታ ምስ ባንዴራኣን/
7/ ናውቲ ትምህርቲ /ስእሊ መፃሕፍቲ/
8/ ክፍሊ ኣካላት ወዲስብን ክፍሊ ኣካላት እንስሳትን ንኣብነት ኣንበሳ፤ነብሪ፤ዓሳ፤ዒፍ/ Parts of human & Animal body/
9/ ናይ ሒሳብ ቕርፅታት ኣብነት/ስኬር፤ ስሉስ ኩርናዕ፤ መሳልል፤ ኮኮብ/Squars, Trangle, Scalene, Star,
ስለዚ ነቶም ካብዚ ንላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለው ስእልታት ንምስኣል እትጫረቱ ተጫርቲ ካብ ዕለት10/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት16/10/2107 ዓ/ም ስዓት 11:30 ድሕሪ ስዓት ንተኸታተልቲ 5' ናይ ስራሕ ማዓልቲ ክፀንሕ ምኾኑ ፈሊጥኹም ንንሕድሕድ ስእሊ ዋጋ ብምቕማጥ ብፖስታ ብምእሻግ ናብ ቤት ፅሕፈት ኦዞን ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ጠቕላላ ድምር ንክተእትው ክነፍልጥ ንፈቱ፤፤ እተን እትስእልወን ስእልታት ብሰደቓ ተቕሚጠን ስለዘለዋ ካብ ቤት ፅሕፈት ኦዞን እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም፤፤ ኣድራሻና ናይ ቕደም ሮማናት መናፈሻ ዝነበረ፤፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0974748833/ 0974242455 ምሕታት ትኹእሉ ኢኹም፤፤
ምስ ሰላምታ