ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታፕሮፎርማ /ዋጋ መቅረቢ //
ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቸን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትኽእሉ ምኻንኩም ንሕብር፡፡
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፍኬሽን | መዐቐኒ | ሞዴል | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||||
| 1 | ወንበር ሽፋን ሌዘር | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 2 | መጋዝ ሴት ሙሉእ | ኦርጂናል | set | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 3 | ፍራቻ | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 02 | |||||
| 4 | ሚኒሞ | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 5 | ፒስተን ምስ ፋሻ SIDARI | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 6 | ካንዴላ | 13885 ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 7 | ጎማ ናይ ሄሮ ሞቶር | 6V ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 8 | ካላማንደርያ ናይ ቅድሚት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 9 | ግሪፕ ፀጋም | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
| 10 | ጋስኬት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | ያማሃ 175 | 01 | |||||
መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁዕሪ(tin )፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝኽእል
2. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/10//2017ዓ/ም ክሳብ 11/10/2017ዓ/ም ሳዓት 10:00 ዘሎ ግዜ ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/10/2017ዓ/ም ሰዓት 10:30 ድ/ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ /ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 3ይ ደብሪ ይኸውን፡፡
4. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 03 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ"
6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
7. ኣድራሻና ጎኒ እንዳማርያ ቡግሳ ዝርከብ ዕንፃ 3ይ ደብሪ ንርከብ።