ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ኤለክትሮንክስ ተዛመድቲን ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ

• እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኤጀንሰ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ይርከብ ::

• ተጫራታይ መታወቂያ ኮፒ ክትሕዝ ኣለዎ::

• ዋጋ መምሊእ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አለዎ::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንፁርዋጋ

• ናይ ሓድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅምጥ አለዎ መቅረብቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 09/10/2017ዓ/ም ክሳብ 18/10/17ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢቲ ብር / ብምክፋል _ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል፡፡

• ዕለት 19/10/17 ዓ/ምሰዓት 3:30 አቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይዕሽግ ::

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 19/10/17ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት::

• እዚ ጨረታ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን:: ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምኳኑ ደብዳቤ ምስ ተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ጠቅላላ ገንዘብ ኣታዊ ይገብር::

• መኸበሪ ጨረታ ብCPO/ /20,000.00/ ዒስራ ሽሕ ቅርሽ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኸፋቱ ክቲሑዙ ኣለዎም።

• ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምኳኑ ደብዳቤ ምስ ተውሃቦ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንብረቱ ጠቅልሉ ክውስድ ኣለዎ ::

• ንብረት ፈሊኻ ምውሳድ ኣይፍቀድን ::

• ኤጅንሲና ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

• ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ መተ/ጉ/ዕደጋን ምም/ንብረት ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::