1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ማለት እዉን ቫት ወይድማ ቲኢቲ ዝተመዝገበ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝተወፈሩ ክኮኑ ይግባእ
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ባንኪ ዉሕስና ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዙ አለዎም
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ማለት እዉን ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ኦርጅናልን ኮፒን ክሳብ ዕለት 8/07/2025 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ 8/07/2025 ሰዓት 4:00 ናይ ኣቆፃፅራ ግእዝ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085