Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብናይ FSR በጀት ዝኽፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1TABLETAs Attached Specificationቑፅሪ04

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይተርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሌ ኣለዎም።

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) ኣብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን

ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሌእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ። 

9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914727578/ ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914129501 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ