ምልከታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37079 37077 | 1 | Glow washer | 90214-42030 | pcs | 2 | |||
| 2 | leading Arm bushing | 48702-60050 | pcs | 4 | ||||
| 3 | Leans & bady RH | 81551-Ok010 | pcs | 3 | ||||
| 4 | Leans & bady LH | 81561-Ok010 | pcs | 3 | ||||
| 5 | Leaf spring ok 1" | 48211-Ok250 | pcs | 1 | ||||
| 6 | Cushion sub Assy | 52201-60020/21 | pcs | 2 |
NB for-Toyota
- ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ)ክህብ ኣለዎ።
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓጺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/10/2017-09/10/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:0ዐ እዩ ።
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ
መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።