ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ቁፅሪ ጉዴ534/11/2017 

ዕለት 6/10/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ ዝተረኸበ ባጀት ናይ ጂሊን ናይ ፔጆ ትሪያንግል መኪና ጎማ ን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ተቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ጎማ ምስ ካላመደሪያ ትሪያንግል205/15/16ቁፅሪ07
2ባትሪ ናይ መኪና Expero60 አፔር ኤክስ ፕሮ02

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት06/10/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 9/10/2017ዓ/ም

• ብተመሳሳሊ ዕለት10/10/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ

• ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።