ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ኢኖቬሽን፡ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡
| ተቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | Specification | መዓቀኒ | በዝሒ | ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
| 1 | 1tb Laptop Internal hard disk wd/Seagate | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 02 | |||
| 2 | 1tb desktop Internal hard disk wd/Seagate | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 02 | |||
| 3 | D-Link 8 port Gigabit desktop switch-DGS108 | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 04 | |||
| 4 | Cat RJ 45 Connectors | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 300 | |||
| 5 | 3 pin AC power cord Replacement Cable for laptop charger | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 03 | |||
| 6 | 3in-1 Rj45 crimping tool +cable plier | ምስዚ ተተሓዙ ኣሎ | ብቑፅሪ | 02 | |||
| 7 | Genuine Dell USB-Mouse -MS116 | ብቑፅሪ | 05 | ||||
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/10/2017-10/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡
➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ መፂኡ ከረክብ ዝኽእል
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብሊቹ 0344404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡