በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ዕለት 05/10/2017

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 18

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ መቕረቢ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 05/10/2017 ክሳብ ዕለት 07/10/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 5:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራምጎልደን ስታር Iso sertifadደስጣ160
ጎልደን ፕላስ Iso sertifadደስጣ160
ኮፒ ለይዘር Iso sertifadደስጣ160
ካሊቲ Iso sertifadደስጣ160
ጋላክሲ Iso serttadደስጣ160
ፐፕር ላይን Iso serttadደስጣ160
2ከለር ፕሪንተር ቀለምLasedjet 131A 4 ሕብሪ ዘለዎ(ፀሊም ቀይሕ ብጫጫን ሰማያዊንብሴት02
3ላፕቶፕ ባትሪ HPኦርጅናል 840 G3ብቁፅሪ01

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርሚ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875