ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ ዕክንም1191/2-3/1/01

ዕለት 05/10/13/9

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ-63

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ እወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮቲ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት05/10/17 ክሳብ 09/10/17ዓ ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑዕሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ : ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/17ዓ.ም ሳዓት 02:30 ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ከተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም እረጋዕኩም ክትመልኡ ይግባኝ ሳራያ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል እብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. እብ ዘይምልከቶ ዘርፈ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓለ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተለ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ

ይከውን

7. እቲ ጊዜያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝያለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 1344-406451/0914732577 ምሕታት ኣይካኣል

ዋጋ መምልኢ

ተቁ  ዓ ይ ነ ት ን ብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነ ዋጋጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

ብርብር
1ናይ መኪና ሽቶኦርጂናልቁፅሪ05
2ዲሽ ቦርድ ቅብኣትሓፊስ 1ይ ደረጃቁፅሪ05
3የውሻ ቆዳኦርጂናልተዕሪ05