ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ቁፅሪ ዕ/ን/ምም/ር/1-2/ 310/2017

ዕለት 5/10/2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤ/ዕ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንቤት ዕሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ኮምፒተር ተንከፍ ተዛመደት፤ ንናይ ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ተጫረቲ፤

1. ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ኣብ ዘለኩምን ኣብዚ ባጀት ዓመት ዘሓደሰኩም ወይ ድማ ግብሪ ዝክፈልኩም።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድዘለኩምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም፤ ናይ ባት ሰርተፊኬት ዘለኩም፤ ናይ ወርሓዊ ዲክላሬሸን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ መያዝያ 2017 ዓ/ም መረዳእታ እትኽእሉ ንሓደ ዶክሜት ዘይምለሰ ብር 300 ብር / ሰለሰተ ሚኢቲ ብር / ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 04/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/10/2017 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢነቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

3. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሽገለ ዕለት 20/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት ተዘይሃለውን ኣብ ውሽጢ ሳንድቕ ዝተረከበ ፖሰታ ብሰርዓት ይክፈትን ይግምግምን ።

4. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረ ታ ምኽፋቱ ናይ ሕድ ሕድ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር 10000/ ዓሰርተ ሸሕ ብር / ብCPO / ከትሕዙ ኣለዎም።

5. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፈርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ሰርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይሀልዎን።

6. ተጫረቲ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሩ ይኩን ዘይሰዓሩ ተወዳዳርቲን ኣብ 3+ መዓልቲ ውሽጢ ብፅሑፍ ምሰ ቀረበልኩም ቅሬታ እንተዘይቀሪብኩም ብድሕሪኡ ንዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ቅሬታ ዘይንቅበል ምዃና ንሕብር።

7. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫረቲ ኣብ ውሸጢ 5+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዝትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግሰቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

8. ሰዓራይ ብናይ ባ ዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ክርክብ ይግባእ።

10. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

ቤ/ፅሕፈት ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ 2 ኣውላዕሎ

ንተወሳኺ ሓበረታ

ሰ/ቁ ሞባይል 0932326414 / 0914741258/