ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም
ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ክ/3074/ፅ/ፋ/ን/ም/17
ቑፅሪ ፕሮፎርማ016/2017
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-
| ተቁ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ Describition | መለክዒ Measurment | በዝሒ Quantity | ናይ ሓደ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ሕሳብ መደብ 6212 | |||||||
| 1 | ማርከር ዋይት ቦርድ ኣብ ሓደ ባኮ (ፓኬት) 12 ፍረ ዝሕዝ ሓደ ዓይነት ሕብሪ | Temperary | ብፓኬት | ፀሊም | 04 | ||
| ቀይሕ | 04 | ||||||
| ቆፃል | 04 | ||||||
| ሰማያዊ | 03 | ||||||
| 2 | ማርከር ኣርት ላይን | Permanent | ብፓኬት | 05 | |||
| 3 | እስተፕልስ ሽቦ kangaro | No.16(24/6) ቁ.20 | ብፓኬት | 100 | Sample | ||
| ሕሳብ መደብ 6219 | |||||||
| 4 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ CAI | ተሓዛሊ ሻንጣ | ብቁፅሪ | 05 | ብራንድ | ||
መምርሒ፦
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/10/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 09/10/2017 ሰዓት 04:00 ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ድማ ይኽፈት::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::
➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁ-16 እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ `ዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።
ፕሮፎርማ ዝመሰለ በዓል ዋና
ሽም
ፊርማ
ማሕተም