ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ንካልእይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ክራይ ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ሎደር መሽን ክራይቁፅሪ01

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ሰዓት ክራይ ዋጋ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 03/10/2017ዓ/ም ክሳብ 10/10/2017/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይተረኸብሉ ይኸፈት

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ማዓልቲ እቲ ሓመድ ምስ በተኖ ናይ ዝበተኖ ሓመድ ጠቕላላ ዋጋ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 3000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063 /0914120805 ምሕታት ይከኣል

ቤት ህንፀት መቐለ