ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 02/10/2017 ዓ ም

ቑፅሪ ትፋ ፕ-4/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 30/2017 ዓ.ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንኤጀንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረት ንታ ቁፅሪ 4-03689 ት.ግ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tux ክኸፍል ዝኽእል።

6. ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ክፋላይነት ተዕሪ TIN መለለይ ቁዕሮ ኸምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/10/2017 ዓ ም ክሳብ 10/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት"

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

10. ዋጋ ቦኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።

ናይ ንኤጄንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረት ንታ ቁፅሪ 4-03689 ት ግ ሞዴል D22 Nissan


ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት /Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1ሮያል መርጅ ሽቶ1 ደረጃ ኦርጂናል -ብቁፅሪ02
2ዳሽ ቦርድ ቅብዓት1 ደረጃ ኦርጂናል -ብቁፅሪ02
3የዉሻ ቆዳ1 ደረጃ ኦርጂናል -ብቁፅሪ02
4ሶላር ብፀሊም1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
5ሊዘር ዳብል ፌስ ምርት1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
6እልኣብ ሙቐት መከላኸሊ1 ደረጃ ኦርጂናልብሲት01
7ወልፊት1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01