ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመነት ቓላሚኖ (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ትራክተር ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል።

➢ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (T|N)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 02/10/2017 ዓ/ም ቅድሚሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እተዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ።

➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተጋገፀ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል።

➢ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0666149 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ /specification/
1ናይ ትራክተር ናይ ቅድሚት ጎማቁፅሪ0314.9R26