ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን  ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦርደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 ዓልቲ ከተቅርቡ ትክእሉ

3. 2 % ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም-29/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/09/2017ዓ/ም 4:00 ዝክፈተሉ ድማ 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 እዮ

5. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ