ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ላፕ ቶፕ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ::
| ዝርዝር ግልጋሎት | SPECIFICATION | መዓቀ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Lap Top computer | ምስዚ ተተሓሒዙ ኣሎ | ቑፅሪ | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 02/09/2017 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ::
➢ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/
➢ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ :
ምስ ሰላምታ