ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No : ዕድ/ፋይ/2662/17

ዕለት/ቀን/ 26/09/2017ዓ/ም

ን2 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሩፍሩፍ መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 26/09/2017ዓ/ም ክሳብ 28/09/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሽ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፣

ታ/ቁዓይነት ንብረትመለክዒመግለፂበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠቕላላ ዋጋ ብር
1ጣዉላ ናይ ኣዉስትራልያበዓል 30ብቁፅሪ50
2ብረት ቀዋሚብቁፅሪ128
3ብሎን መጋጣጠሚብቁፅሪ600

✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 28/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፣

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤

✓ ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17