ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

በዚ መሰረት ብዘረፉ ናይ ዘመኑ ዘተሐደሰ ፈቃድ ዘለኩም

ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን

  1. ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም
  2. መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም
  3. ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ሰሪሖም ኣብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ከረክቡ አለዎም
  4. ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/09/ 2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል
  5. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 500 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ብዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 8:00
  8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
  9. እዚ ዋጋ እዙይ ን15 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

 NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::