ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑዕሪ ዕክንም 1173/2-3/1/01

ዕለት- 26/09/2017 ዓ/ም

ምልክታፕ ሮፎርማ

ቑ ፕሮ-59

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንቤ/ዕ/ ጊ/ምም/ርን ንቤ/ዕዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዓዊነት ግልጋሎት ንብረት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ & ቲን ናምበርን ሻት ዝተመዝገብሉ ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 26/09/17 ዓ.ም ክሳብ 28/09/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ - ክፍሊ 3 18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 02/10/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኽእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አለዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ጥራይ ምስተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተቁዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ኮብረ 105ድሕሪ 2010 ዓ/ም/ፈ ዝተመረተት ብሓደ ሊትር ነዳዲ 7 ኪ/ሜን ቁፅሪ ልዕሊኡን ከትጋዓዝ ትኽእል ናብ ገጠር ወረዳታት ትኣቱ ነዳዲ ብቤት ፅሕፈት ትምላእ ናይ መኪና ሰርቪስ ስፔር ብመካረይይ ይሽፍን
ሽረር ናይ ቤት ፅሕፈትና ን25 ዕሲ ዝኣስር
ቁፅሪ1
2ኮብሪ 80ድሕሪ 2010 ዓ/ም/ፈ ዝተመረተት ብሓደ ሊትር ነዳዲ 7 ኪ/ሜን ቁፅሪ ልዕሊኡን ከትጋዓዝ ትኽእል ናብ ገጠር ወረዳታት ትኣቱ ነዳዲ ብቤት ፅሕፈት ትምላእ ናይ መኪና ሰርቪስ ስፔር ብመካረይይ ይሽፍን
ምስ ሽፈር ን6ተ ወርሒ ውዕል ዝኣስር
ቁፅሪ1
3ሃርድ ቶፕ ማርክ 2ድሕሪ 2010 ዓ/ም/ፈ ዝተመረተት ብሓደ ሊትር ነዳዲ 7 ኪ/ሜን ቁፅሪ ልዕሊኡን ከትጋዓዝ ትኽእል ናብ ገጠር ወረዳታት ትኣቱ ነዳዲ ብቤት ፅሕፈት ትምላእ ናይ መኪና ሰርቪስ ስፔር ብመካረይይ ይሽፍን
ምስ ሽፌር ን6ተ ወርሒ ውዕል ዝኣስር
ቁፅሪ1

መብርሂ ፣ ውዕሊ ከም ኣድላይነቱ ንቀፃሊ ክሕደስን ክቃረፅን ዝኸእል ምዃኑ