ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 55/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሞተር ሳይክል(HEROS) ዕገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ 22310/ቸ/መ/ማይ ዕለት 14/9/2017 ዓ.ም ብኣውራ ክ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

Set
ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋ  ጠ/ ዋጋመብርሂ
1Tire with inner tube for hero 2.75*17 50p 6RR 1 Max Lode 190 KGS Max Cold pressure 280KPA MOGRIP Motores -D(MRF)Set2
2Tire with Inner tube for hero 3.00-18 50p 6RR Max 2 Lode 190 KGS Max Cold pressure 280KPA MOGRIP Motores -D(MRF)Set2
3ፒስቶን ምስ ፋሻ (HEROS) (HEROS)Set1
4ካቴና ኮምፕሊት (HEROS)Set2
5ፍሬን ሻራ (EROS)Set4
6Battery For Hero 125ce7up 12VSealed OriginalPcs1
7ካምቻ For hero 125ccset1

NB

- ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 26/9/2017 ዓ.ም ክሳብ 28/9/2017 ዓ.ም

- እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ እለም

ኣድራሻ

- ቤት ጽሕፈት ግል ላሉት ማይ ከተማ መቸስ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407:35