ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 53/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሰራሕተኛታት ደገቢ ኸዳንን ጫማን ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 45088/5 ዕለት 12/3/2017 ዓ.ም ብደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋ  ጠ/ ዋጋመብርሂ
1ሴፍቲ ጫማ ናይ ደቂ ተባዕትዮብዕምዲ19

NB

- ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 26/9/2017 ዓ.ም ክሳብ 28/9/2017 ዓ.ም

- እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ እለም

ኣድራሻ

- ቤት ጽሕፈት ግል ላሉት ማይ ከተማ መቸስ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407:35