ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ከ/3049/ዕ/ፋ/ን/ም/17 

ቑፅሪ ፕሮፎርማ 011/2017

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክግልገል/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተቁ ዝርዝር ንብረትመለክዒብዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1LED ታፔላ መብራህቲ ዘለዎ70cm 113m 113cm (L x H x W) መብራህቲ ዘለዎ ቦርዱ ብይክ ዝኾነ ቦርደሩ ኣሉሚንየም ዝኾነን ናይ ፅሑፉ መጠን ንጎኒ 14cm ንቁመት 16cm ምስ መስቀሊኡን መስርሒኡን ድምር ዋጋ ክግለፅ ይግባእቑፅሪ01
2መፅሓፍ/BOO KS Tigray Water,sanita tion and hygiene Survey❖ ሽፋኑ /Cover/ በዓል 250 ግራም ሕብራዊ (Art Full Colour) ዝኾነ::
❖ ውሽጣዊ ገፅ/Text/በዓል 1ዐዐ ግራም ሕብራዊ (Art Paper Full Colour) ዝኾነ
❖ መጠን/Size/A4 ኾይኑ 234 ገፅ ዘለዎ::
❖ ዲዛይን ንሕናብነቅርቦተረዳዲኡዝሰርሕ::
❖ ሰዓራይ ትካል መጀመርያ ዉዕሊብምእሳር ዝሰርሕ/ዘሐትም ክኸዉን ይግባእ::
❖ ጠቅሊሉ ሰሪሑ ከረክብ/ከቅርብ/ ዝኽእል::
ጥራዝ40

➢ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ቁፅሪ (በN) ዘስዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 25/09/2017 ዓ/ም - ዕስት 28/09/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 4o ደብሪ ቢር ቁጽሪ 16 ሰነድ ምዉሳድ ይኸእስ።

➢ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕስት 28/09/2017 ዓ/ም ስከዕ ሰዓት 04:00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ዝከፈተሱ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ስክዕ ሰዓት 04:30 ይኸውን። ።

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን/7 መዓልቲ ይኸዉን።

➢ ሰዓራይ እቲ ንብረትን/ኣቅሓ/ ኣብ ዉሽጢ ዝሓፀረ መዓልቲ ጠቅሊሱ ነቲ ኤጀንሲ /ንተጠቃማይ የረክብ።

➢ ሰዓራይ ትካል ክፍሊት ዝፍፀምሱ በቲ ዝኣሰር/ዝኣተዎ/ ዉዕሊ ግልጋሎት መሰረት እቲ ንብረት ናብቲ ዝተዳስጠሱ ቦታ ጠቕሲሱ ምስኣእተወን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀን ደኸዉን።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾደኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕስዉ'ዩ።

ሓበሬታ

➢ ኣድራሻና ከፍስ ከተማ ሓወልቲ ወደዘር ህንፃ 4ይ ደብሪ ኮይኑ ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክር ፋይናንስ ደደቢት እዩ ፣

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42-40-2362 ደዊስካ ወይም ድማ ብኣካል ብምቅራብ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ፕሮፎርማ ዝመስአ በዓል ዋና

ሽም

ፊርማ

ማሕተም