ዕለት 25/09/2017
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 17
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 25/09/2017 ክሳብ ዕለት 27/09/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡
6. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
7. እቲ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቁሑት መጠን ክሳብ 20% ክውስኸን ክቅንስን ይኸእል፣
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎልደን ስታር Iso | ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራም sertifad | ደስጣ | 100 | ||
| 2 | ሓቃፊ በዓል ብረት | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 200 | ||
| 3 | ዓብይ ፖስታ ካኪ | ናይ ወፃኢ | ብእሹግ | 4 | ||
| 4 | ማእከላይ ፖስታ ካኪ | ናይ ወፃኢ | ብእሹግ | 6 | ||
| 5 | ንኡሽተይ ፖስታ ካኪ | ናይ ወፃኢ | ብእሹግ | 5 | ||
| 6 | Brother ናይ ፕሪንተር ቀለም | HL-L5200 DW | ብቁዕሪ | 12 | ||
| 7 | እሁ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 30 | ||
| 8 | ፍለሽ ሚሞሪ | 32 GB Sun DISK | ብቁፅሪ | 20 | ||
| 9 | OPC Brother | HL-L5200 DW | ብቁፅሪ | 02 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርሚ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875