ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓም ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር / ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ዝኮኑ ናይ እዋኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ፀብፃብ ዘቅረብሉ ማለት እዉን ዲክሌር ዝገበርሉ መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ከብ ዕለት 23 ጉንበት 2017 ዓም ከሳብ 3 ሰነ 2017 ዓም ካብ ካብ ከይዲ ስረሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ክሳብ 4 ሰነ 2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእል

8እቲ ጨረታ ዕለት 4 ሰነ 2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:15 በዓሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ አታዊ ክገብር አለዎ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ