1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነተ ሰርተፊኬት : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 21/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 6/10/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል
3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/10/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎን ዘየለዉሉን ይክፈት
6 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ንበረት በቲ ናይ ባዕሉ ሞያተኛታት ይገጥም
7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል
8 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914727578 0914032454 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል
ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዒሊ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት