ዕለት 22/09/2017
ቑፅሪ ተ6-4/ለ6/2265
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Laptop | Per specification | pcs | 01 | |||
| 2 | Desk top monitor | Per specification | pcs | 01 | |||
| 3 | Wireless wifi adadptor | Per specification | pcs | 01 | |||
| 4 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ተሓዛሊ | Shaolong | pcs | 12 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትንመፍለዪ ቑጽርን /TIN No /ኮፒ ከቅርቡ።
➢ እዚ ፕሮፎማ እዝይ ካብ ዕለት 22/09/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 26/09/2017 ሰዓት 3:00 ተዓዕዩ ሰዓት 3:20 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ
መሰል ሕሉዉ ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።