ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ በቲ ዓወድ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/9/2017 ዓም ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት ወይድማ ሚያዝያ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒን 5000 ብር : ጫቂት ደርሆን 5000 ብር : ንዘመናዊ ቆፎ 15000 ብር :  ፈርኒቸር 15000 ብር ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ተጫራታይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቢሮና ከቅርብ ዝክእል

8 ኣብቲ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

9 ናይ ንዘመናዊ ቆፎ 15000 ብር :  ካልኦት ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዘሓዘ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 28/9/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ናይ ጫቂት ደርሆ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 28/9/2017 ዓም 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 28/9/2017 ዓም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት                                       

12 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238  0914735380