ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ

1 ተጫረቲ ግልጋሎት ዘይህባ ሞተር ሳይክል ፡ ሞተር ማይን ጀነሬተርን ናይ መብራህትን ሞተር ማይን ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ክወስድ ዝክእል

2 ሌብሪ ዘለዎም ይኩን ዘይብልን መዘዋወሪ ዋንነት ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ከዘዋውር ዝክእል

3 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣፅቢ ቁፅሪ 4 ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ንሰነድ መዓደጊ 300 ቅርሺ ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ 19/9/2017 ዓም ክሳብ 6/10/2017 ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 6:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 6:30 ይክፈት

5 ተጫረቲ ሳንዱቅ ጨረታ ድሕሪ ምካፈቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምዝበለ እንተልዩ ድማ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

6 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ወድድር ኣይተም ብኣይተም እዩ

8 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ጠቅሊሉ ኣታዊ ዝገብር

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0924281261 0914180747