ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref No : ፅድ/ፋይ/2625/17
ዕለት/ቀን/ 14/09/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 14/09/2017ዓ/ም ክሳብ 18/09/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፤
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9፡OO፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:30፤
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ
✓ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳደሪ ምስ ንበረትን ጉልበት ሓይሊ ሰብ ሓዊሱ ይኸዉን
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤
ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17